ትግርኛ - Tigrinska

ሰላም! እንቋዕ ድማ ናብ ኮምዩን ማርክ ብደሓን መጻእኩም!

ብዛዕባ ማርክ ክትፈልጡ ምድላይኩም ክንደይ ደስ ዝብል እዩ። ኣብዚ መርበብ ሓበሬታ ካብ ክንክን ህጻናትን ክንክን ጥዕናን፡ ክሳብ ትምህርትን ንጥፈታት ትርፊ ግዜን፡ ኣብዚ ምቕማጥን ምንባርን ከመይ ከም ዝመስል ሓበሬታ ክትረኽቡ ትኽእሉ ኢኹም። ኩሉ ሓበሬታ ብቋንቋ ሽወደን እዩ።

ብዛዕባ እቲ ኮምዩን ሕቶታት ምስ ዝህልወኩም፡ ኩሉ ግዜ ንማእከል ርክብና ክትረኽብዎ ትኽእሉ ኢኹም። ሽወደንኛን እንግሊዝኛን ንዛረብ ኢና።

ካልእ ምኽሪ ድማ ኣብ መርበብ www.informationsverige.se External link. ምብጻሕ እዩ። ንሓተትቲ ዑቕባ ንዝኾንኩም ወይ ኣብ ቀረባ እዋን መንበሪ ፍቓድ ንዝረኸብኩም ብዛዕባ ሽወደን ዝምልከት መርበብ ሓበሬታ እዩ። ኣብኡ ብዝተፈላለዩ ቋንቋታት ሓበሬታ ኣሎ።

ማእከል ርክብ

ኢመይል ኣድራሻ፡ kontaktcenter@mark.se

ስልኪ፡ 0320-21 70 00

Uppdaterad:

Informationsägare: Kommunstyrelsens förvaltning